Fana: At a Speed of Life!

ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ ከይዲ ሃገራዊ  ዘተ  ብዝምልከት ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ ከይዲ፣ ኣመሰራርታ ኮሚሽን ሃገራዊ  ዘተ  ከምኡውን እቶም ኮሚሽነራተን ላዕለዎት ኣመራርሓ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ዘለዎም ርክብ ብዝምልከት ይዛተዩ ኣለዉ።

ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፥ ብመሰረት ካብ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝቐረበ ሕቶ እቲ መድረኽ ከምዝተዳለወ ገሊፆም።

ኣካቢ እቲ ቤት ምኽሪ ዶክተር ራሄል ባፋ በግደአን፥ እቲ ሃገራዊ ዘተ ተስፋ ዝተውሃቦን ንኢትዮጵያ ብሕታዊ ኣማራፅን ብምዃኑ ኣብ ዝህልዉ ከይዲታት ተሳትፎ ፓርቲታት ፖለቲካ ወሳኒ ኢዩ ኢለን።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.