Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ኣብ ሶማሊያ ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲታት ምቕታላ ገሊፃ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ሶማሊያ ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ምስ ኣልቃዕዳ ርክብ ኣለዎም ዝበለቶም ግብረ ራዕዲታት ምቕታላ ገሊፃ።

ወተሃደራዊ እዚ ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ (ኣፍሪኮም) ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ በቲ መጥቃዕቲ 13 ግብረ ራዕዲታት ተቐቲሎም።

ኣሜሪካ እቲ ልኡኽ ዝፈፀመቶ ዕለተ ቀዳም ካብ መንግሲ ሶማሊያ ብመሰረት ዝቐረበላ ሕቶ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ኣብ ልዕሊ ሰለማዊ ሰባት ጉድኣት ዘይምግጣሙን እቲ ልኡኽ ብዕዉት መገዲ ከምዝተፈፀመ ንምርግጋፅ ምርመራ ከምዝግበር ሓቢሩ ክብል ኣርቲ ፀብፂቡ።

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.