Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ ምስ ሓላፊ ኤጀንሲ ኤክስፖርትን ኢምፖርት ዋሎኒያ ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ዋሎኒያ ቤልጂም ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቤልጂም ሂሩት ዘመነ ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ ምስ ሓላፊ ኤጀንሲ ኤክስፖርትን ኢምፖርትን ዋሎኒያ ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ዋሎኒያ ቤልጂም ዴላትሬ ዶሚኒክ ተዛቲየን።

ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ምቹው ኣማራፂ ኢንቨስትመንት ዘተኮረ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

እቲ ኤምባሲን እቲ ኤጀንሲን ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእሉሉ ዓውዲታት ምትሕብባር ዝምልከት ሓሳብ ተለዋዊጦም።

ክልቲኦም ኣካላት ብፍላይ ዓውዲታት ምትሕብባር ብምፍላይ ኩባኒያታት ዋሎኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ምቹዋት ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ዝምልከትሓበሬታ ክረኽቡ ንምሕጋዝን ብምትሕብባር ንምስራሕ ምስምዕመዖም ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.