Fana: At a Speed of Life!

ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ሰብ ሃፍቲ ሱዳን ናብ ከተማ ኣርባምንጭ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ሰብ ሃፍቲ ሱዳን ናብ ከተማ ኣርባምንጭ ኣቲዮም።

እቶም ኣስታት 30 ዝኾኑ ኣባላት ምስ ኢንቨስትመንት መኣዲ ንሃገር ኣብ ዝተኣሳሰር ስራሕቲ ልምዓት ንምስታፍ ዓሊሞም ኢዮም ናብታ ከተማ ኣምሪሖም።

ስለ ዝኾነ ኣብታ ከተማ እንትበፅሑ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲ እታ ከተማ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.