Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መላእ ዓለም ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 100 ሚሊየን ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 100 ሚሊየን ሓሊፉ።

ክሳብ ሕዚ ብርኪ ዓለም ብኮቪድ-19 ዝተተሓዙ ሰባት ቁፅሮም 100 ሚሊየን 286 ሺሕን 700 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ፡፡

ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ድማ 2 ሚሊየን 149 ሺሕን 496 በፂሑ ኣሎ፡፡

በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ቁፅሪ ዜጋታታ ልዕሊ 25 ሚሊየን ዝኾነት ኣሜሪካ ሓዊሱ፣ ህንዲ፣ ብራዚል፣ ሩሲያን ብሪታኒያን ልዑል ፅዕንቶ ዝበፅሐን ሃገራት ኢየን፡፡

በአንጻሩ ከቫይረሱ ያገገሙ ሰዎች ቁጥር ከ72 ሚሊየን 313 ሺህ 600 በላይ ደርሷል

ብኻሊእ መዳይ ኣብ መላእ ዓለም ካብቲ ቫይረስ ዝደሓኑ ሰባት ቁፅሮም ልዕሊ 72 ሚሊየን 313 ሺሕን 600 ከምዝበፅሐ መርበብ ሓበሬታ ዎርልድ ኦ ሜትር የመላኽት፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.