Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ማንቹሪያን ደርቢ ማቼስተር ሲቲ ንማንቼስተር ዩናይትድን 3 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ንማንቼስተር ዩናይትድን 3 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ፡፡

ምሸት 12፡ 30 ኣብ ዝተኻየደ ደርቢ ማንቹሪያን÷ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ሜዳኣ ስዕረት ኣተኣናጊዳ፡፡

ማንቼስተር ሲቲ ንኽትዕወት ክልተ ሸቶታት ኧርሊንግ ሃላንድ ብፀወታን ብፍፁም ቅላዕን እንተመዝግብ÷ ሳልሰይቲ ሸቶ ድማ ፊል ፎደን ኣመዝጊቡዋ።

ትማሊ ኣብ ዝተኻየዱ ካልኦት ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ÷ ጋንታ ሊቨርፑል ኖቲንግሃም ፎረስት 3 ን 0፣ ዌስትሃም ብኤበርተን 1 ን 0፣ ኣስቶንቪላ ንሉተን ታውን 3 ን 1 ብምስዓር ተዓዊተን።

ብራይተንን ፉልሃምን ዘካየደኦ ፀወታ ድማ ሓደ ማዕረ ተፈላሊየን፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.