Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሶማሊያ ዝተዋፈረ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ ግብኡ ብብቕዓት ይፍፅም ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሊያ ዝተዋፈረ  ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ ግብኡ ብብቕዓትን ብጅግንነትን ይፍፅም ከምዘሎ ተገሊፁ።

ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ሙክታር መሓመድ ዋሬ፣ ወታደራዊ ኣታሼ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ሜጄር ጄኔራል ኣማረ ገብሩን ላዕለዎት ኣመራርሓን ኣፈፃፅማ ግቡእ ኣብታ ሃገር ናይ ዝርከብ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ ርእዩ።

ኣዛዚ “ሴክተር ሶስት” ብርጋዲየር ጄኔራል በስፋት ፈንቴ፥ ኣብ ሶማሊያ ዝተዋፈሩ ዓቀብቲ ሰላም በቢሴክተሩ ዝሰርሕዎ ስራሕቲ ዝምልከት ገለፃ ተገይሩ።

እቲ ዓቃቀቢ ሰላም ጉጅለ ኣልሸባብ ብምቅላስን ብፍላይ ግብረ ራዕዲነት ብምቅላስ ዝገበሮ ኣስተዋፅኦ ዝጎልሀ ከምዝኾነ  ኣምባሳደር ሙክታር መሓመድ ምዝራቦም ካብ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.