Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣርባዕተ ወረዳታት ትግራይ ፕሮጀክት ልምዓት ሴፍትኔት ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ዎርልድ ቪዥን ኢትዮጵያ ኣብ ኣርባዕተ ወረዳታት ክልል ትግራይ ፕሮጀክት ልምዓት ሴፍትኔት ከምዝጅምር ዕላዊ ገይሩ።

እቲ ፕሮጀክት ካብ ዩኤስ ኣይዲ ብዝተረኸበ ሓገዝ ገንዘብ ከምዝጅመር ተገሊፁ።

ኣብ ኣርባዕተ ወረዳታት ትግራይ ብዝጅመር ፕሮጀክት ልምዓት ሴፍትኔት ልዕሊ 30 ሽሕ መራሕቲ ስድራ ተረባሕቲ ዝገብር ኢዩ ተባሂሉ።

ተወካሊ ዩኤስ ኣይዲ ቲሞቲ ስተይን፥ እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዳግመ ሕውየት ሕርሻ ፣ ዳግመ ህንፀት መሰረተ ልምዓትን ትካላት ጥዕናን ጠመተ ብምግባር ብኲናት ዝተሃሰየ ሕብረተሰብ ናብ ንቡር ክምለስ ከምዝሕግዝ ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.