Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ዳንሻ ግፍዒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹንንን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ዝቃወምን ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ዳንሻ ግፍዒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹንንን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ዝቃወምን ሰልፊ ተኻይዱ።

ኣብ ዘበነ ስልጣን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝበፅሐ ግፍዒ ዝኹንኑን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ዝቃወሙን ሰልፊታት ኣብ ወልቃይት ፀገዴ፣ ሰቲት ሑመራን ዝተፈላለዩ ከተማታትን እናተገበሩ ምፅነሖም ይዝከር።

በሑመራ ከተማ የተጀመረው ሰልፍም ዛሬ በዳንሻ ከተማ የቀጠለ ሲሆን፥ ነዋሪዎቹ የአሸባሪው ህወሃት ቡድን ግፍ እና የውጭ ጣልቃ ገብነትን የሚያወግዝ ሰልፍ በማካሄድ ላይ እንደሚገኙ አሚኮ ዘግቧል

ኣብ ከተማ ሑመራ ዝተጀመረ ሰልፊ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ዳንሻ ከምዝቐፀለ ኣሚኮ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5…

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.