Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ጠመተ ዝገበረ ጉባኤ ኮፕ28 ኣብ ዱባይ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣  20 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ጠመተ ዝገበረ ጉባኤ ኮፕ28 ኣብ ዱባይ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ጉባኤ፥ ልዑል ዋጢ ኣየር፣ ሓደጋ ውሑጅን ለውጢ ክሌማን ዘስዕብ ዘሎ ሓደጋ ተፈጥሮ ንምክልኻልን ጉድኣቱ ንምቕናስን ዝሕግዙ ውሳነታት ክውሰኑ ትፅቢት ይግበር።

መራሕቲ ዓለም፣ ኣክቲቪስታትን ልዕሊ 97 ሺሕ ሰባትን ክሳተፉ ኢዮም ተባሂሉ።

ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ኢሚሬትስ ሕቡራት ዓረብን እቲ ጉባኤ ኣዝዩ ኣገዳሲ ከምዝኾነ ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.