Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኣምሓራ ብኲናት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ኢንተርፕራይዛት 187 ሚሊየን ብር ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣብ ክልል ኣምሓራ ብኲናት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ኢንተርፕራይዛት 187 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ።

ሚኒስትር ሙፈሪሃት ካሚል፥ ቢሮታት ክልላት እቲ ቤት ዕዮ፣ ኮለጃትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ብምትሕብባር ኣብ ክልል ኣምሓራ ብምኽኒያት ኲናት ጉድኣት ነዝበፅሖም ኣብ ትሕቲ ቢሮ ፈጠራ ዕድል ስራሕን ክእለትን ንዝርከቡ ትካላት ደገፍ እንትእከብ ምፅንሑ ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.