Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ጉጂ ወረዳ ኦዶ ሻኪሶ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ኣስታት 6 ሚሊየን ዝግመት ንብረት ዓኒዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጉጂ ወረዳ ኦዶ ሻኪሶ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ኣስታት 6 ሚሊየን ዝግመት ንብረት ዓኒዩ።

ትማሊ ኣብታ ከተማ ብዘጋጠመ ሓዊ 29 መንበሪ ኣባይቲ ከምዝዓነዉ ተገሊፁ።

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ እታ ወረዳ ኣይተ በዳሶ ታደሰ፥ እቲ ባርሕ ብምኽኒያት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣጋጢሙ ይኸውን ኢዩ ዝብል ግምት ከምዘሎ ገሊፆም።

በቲ ሓደጋ ንብረት 19 መራሕቲ ስድራ ሙሉእ ንሙሉእ ከምዝዓነወ እቶም ሓላፊ ተዛሪቦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.