Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ጋሞ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ንምክያድ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጋሞ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ንምክያድ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ከምዝተዛዘመ ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ምርጫ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ።

ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ኣብራሃም ኣንጅሎ፥ ኣብቲ ዞባ ዘለዉ 10 ክልላት ምርጫ 599 ሺሕን 964 ሰብ ደምፂ ንምሃብ ተመዝጊቡ ኣሎ።

ኣብ 810 ጣቢያታት ምርጫ 10 ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ከምዝወዳደሩ ብምግላፅ፥ 175 ንክልል 65 ድማ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብሕፁይነት ምምዝጋቦም ተዛረቦም።

ድምፂ ንምሃብ ዘድልዩ ናውቲታት እውን ከምዝተባፅሑ ገሊፆም።

ብማቴዎስ ፈለቀ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.