Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፓኪስታን ብኣጥፊእኻ ምጥፋእ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ህይወት ልዕሊ 50 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓኪስታን ብኣጥፊእኻ ምጥፋእ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ  ቦምቢ ልዕሊ 50 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።

እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ደቡብ ምዕራብ ፓኪስታን ከተማ ባሎቺስታን ማስቱንግ ኣብ ዝርከብ ጥቓ ሓደ መስጅድ ዝተፈፀመ ከምዝኾነ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡

እቲ መጥቃዕቲ ቦምቢ በዓል ልደት ነቢዩ መሓመድ መውሊድ ንምኽባር ኣብቲ ከባቢ ኣብ ዝርከብ መስጅድ ዝተኣኻኸቡ ምእመናን ከምዝተፈፀመ ተሓቢሩ፡፡

ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 50 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ፡፡

በቲ ሓደጋ ህይወቶም ካብ ዝሰኣኑ ሰባት ብተወሳኺ ብኣሰረርተታት ዝቑፀሩ ዜጋታት ጉድኣት በፂሑዎም ኢዩ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.