Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ቆንስል ክብሪ ቤላሩስ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ቆንስል ክብሪ ቤላሩስ ኣብ ኢትዮጵያ ዲሚትሪ ሉካሼንኮን ዘቲዮም።

እቶም ቆንስል ክብሪ፥ ኢትዮጵያንን ኢትዮጵያውያንን ኣብ ምብራቕ ኣውሮፓ ብምውካል ንዘርኣይዎ ቁርፀኝነት ኣይተ ደመቀ ንኢዶም።

ብተወሳኺ “ንሶም ኣብ ቤላሩን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኢዮም” ክብሉ ገሊፀሙሎም።

ኢትዮጵያን ቤላሩስን ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት፣ ቱሪዝም፣ ግብርና ሜካናይዜሽንን ዕደናን ከልቲኣዊ ርክብ ምጥንኻር ይግበአን ክብሉ ተዛሪቦም።

ዲሚትሪ ሉካሼንኮ በግደኦም፥ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ከምዝሰርሖ ቃል መእታዎም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.