Fana: At a Speed of Life!

ኤልሳቤት ቦርን ቀዳማይ ሚኒስትር ፈረንሳይ ኮይኖም ተሾይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤልሳቤት ቦርን ኣብ ውሽጢ 30 ዓመት ፈላመይቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ፈረንሳይ ብምዃን ብፕሬዚዳንት ኢማኑኤል ማክሮን ተሾይመን።

ሚኒስትር ሰራሕተኛ እታ ሀገር ዝነበራ ኤልሳቤጥ ቦርን፥ ወዲ 61 ዓመት ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ዣን ካስቴክስ ተኪአን ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይነን ከምዝተሾማ ተሓቢሩ፡፡

ተሳናባቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዣን ካስቴክስ ዳግም ምምራፅ ማክሮን ስዒቡ ኣካል ለውጢ እቲ ሓዱሽ መንግስቲ ንምዃን ብዝብል ስልጣነን ብፍቓዶም ምልቃቖም ኣናዶሉ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.