Fana: At a Speed of Life!

እዋናዊ ኩነታት ክልል ኣምሓራ ብምግንዛብ ሰብ ሃፍቲ ሰላም ንምርግጋፅ ግደኦም ንክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋናዊ ኩነታት ክልል ኣምሓራ ብምግንዛብ ሰብ ሃፍቲ ሰላም ንምርግጋፅ ግደኦም ንክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ።

ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብቲ ክልል ምስ ዘለዉ ምስ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ክሊ ሰላምን ልምዓትን ጠመተ ዝገበረ ዘተ የሳልጡ ኣለዉ።

ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣረጋ ከበደ፥ ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ኣብ ዝነበረ ጎንፂ ልዑል ሰብኣዊ ጉድኣትን ሃፍቲ ህዝቢ ዝኾነ ነብረት ምዕናዉን ገሊፆም።

ብመሰረት እዚ ናይቲ ማሕበረሰብ ናይ ብዙሕ ዘበናት መግለፂ ማነነት ዝኾነ ክብሪታት ሓበራዊ ዝምድና ናይ ምጥፋእ ሓደጋ ኣንፀላሊዩዎም ኣሎ ኢሎም።

እዋናዊ ኩነታት ክልል ኣምሓራ ብምግንዛብ ሰብ ሃፍቲ ሰላም ንምርግጋፅ ግደኦም ንክዋፅኡ ፃውዒት ምቕራቦም ኣሚኮ ፀብፂቡ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.