Fana: At a Speed of Life!

እዋን ፆም ፅንፈኝነትን ስንፍናን ዝሰዓሩሉ፤ ፍቕሪን ምትሕስሳብን ዝጥንክሩሉ ንኽኸውን ትምኒተተይ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”እዋን ፆም ፅንፈኝነትን ስንፍናን ዝሰዓሩሉ፤ ፍቕሪን ምትሕስሳብን ዝጥንክሩሉ ንኽኸውን ትምኒተተይ ኢዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ምእታው ዓቢዪ ፆም ምኽንያት ብምግባር ንህዝበ ክርስቲያን መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡

“ብምኽንያት ድርቂን ብኲናትን ዝተፀገሙ ዜጋታት እናሓሰብና እናሓገዝና፤ ዝተመዛበሉን ዝተሰደዱን እናተቐበልና ንኽንፀውም ሓደራ ይብል” ኢሎም።

“ብፆምን ፀሎትን ተጊህና ሰላምን ምዕባለን ዝዓሰላ ኢትዮጵያ ንምርኣይ የብቀዐና” ክብሉ እውን መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.