Fana: At a Speed of Life!

ከካብ ክልላት ዝእከቡ ውፅኢት ድምፂ መረፃ ርኽክብን ዑደትን ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከካብ ክልላት ዝእከቡ ውፅኢት ድምፂ መረፃ ርኽክብን ዑደትን ተገይሩ።

ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሰናድኦ ዑደት መራኸብቲ ሓፋሽ፥ ብሓፈሻ ከካብ ክልላት መረፃ ናብ ብሄራዊ ቦርድ መረጻ ዝመፅኡ ውፅኢታት መረፃ ከይዲ ርኽክብን ኣብዚ ሕዚ እዋን ዘሎ ከይዲ ኣተኣኻኽባ ውፅኢትን ዑደት ተገይሩ።

ኣብ ርኽክብ ሓበሬታ ትፅቢት ዝግበረሎም መለክዒታት መሰረት ብምግባር ከካብ ክልላት መረፃ ትፅቢት ብዝግበረሉ መልክዑ እናተረጋገፀ ርኽክብ ተገይሩ።

378 ክልላት መረፃ ውፅኢት መረፃ ኣረኪቦም ስራሕቲ ምፅራይ እናተኻየደ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

ብለይኩን ኣለም

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.