Fana: At a Speed of Life!

ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል መንበሪ ኣባይቲን ሹቓትን ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆም መንበሪ ኣባይቲን ሹቓትን ኣመሪቑ።

እቲ ኮርፖሬሽን፥ ኣብ ሳይታት መካኒሳ፣ ከባቢ ሆስፒታል ቶታል ተዘንዓ፣ ቦሌን ኣዋሬን ንሰራሕተኛታት መንግስቲ ፌዴራል ዝሰርሖም እንትኾኑ፥ ኣብ ሳይት ገርጂ ዘህነፆም ኣባይቲ ድማ ንዘኽታማት ሓገዝ ንምግባር ዝተሰርሑ ኢዮም።

ኮርፖሬሽን ድሕሪ 28 ዓመት ናብ ልምዓት ኣባይቲ ብምምላስ ካብ ሞንጎ ዝጀመሮም 10 ፕሮጀክታት፥ እቶም 4 ፕሮጀክታትን ካብ መንደር መንበሪ ገርጂ ካብ 16 ህንፃታት እቶም ክልተ ከመርቕ ክኢሉ።

እቶም ህንፃታት መኻዚን መቐመጢ ኣቑሑት፣ ናይ ሓባር መጥቀሚ ቦታን መሐለዊ ድሕንነት ካሜራታትን ዘለዎም ኢዮም።

ብምስክር ስናፍቅ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5…

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.