Fana: At a Speed of Life!

ወርሒ ብዘይምርኣያ ፆመ ረመዳን ሓሙስ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 1444 ዓመተ ሂጅራ ወርሒ ብዘይምርኣያ ፆመ ረመዳን ሓሙስ(ድሕሪ ፅባሕ) ክጅመር ኢዩ።

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ መበል 1444 ዓመተ ሂጅራ ፆም ረመዳን ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ።

ኣብ መልእኽቱ፥ ማሕበረሰብ ሙስሊም ኣብ እዋን ፆም ዝተለመደ ተግባር  ምትሕግጋዝን ምርድዳእን ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል ሓቲቱ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.