Fana: At a Speed of Life!

ዋልያታት ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ዝገብሩዎም ናይ ሜዳ ፀወታታት ኣብ ሞሮኮ ከካይዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋልያታት) ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ዝገብሩዎም ክልተ ናይ ሜዳ ፀወታኣ ኣብ ሞሮኮ ከምተካይድ ተገሊፁ።

ፈላማይ ፀወታ ምስ ሴራሊዮን 5 ሕዳር 2016 ዓ.ምን ካልኣይ ፀወታ ድማ ምስ ቡርኪና ፋሶ 11 ሕዳር 2016 ዓ.ም ከምዝካየድ ተሓቢሩ፡፡

በዚ ድማ ክልቲኦም ናይ መፃረዪ ፀወታታት ኣብ ሞሮኮ ከተማ ኣል ጀዲዳ ዘርከብ ስታዲየም ኤል ኣብዲ ከምዝካየዱ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.