Fana: At a Speed of Life!

ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ደገፉ ክብ ንምባል ቁርፀኛ ከምዝኾነ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ደገፉ ክብ ንምባል ቁርፀኛ ከምዝኾነ ገሊፁ።

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን መስ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ ማርቲን ግሪፍትስ ተዛቲዮም።

ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ደገፍ ንዝደሊዩ ወገናት ዝወሃብ ሰብኣዊ ደገፍ ክብ ምባል ከምዝግባእ ኣብ ዘተኦም ገሊፆም።

ማርቲን ግሪፍትስ ብግደኦም፥ ኦቻ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዝበለፀ ብምትሕብባር ንምስራሕን ደገፉ ክብ ንምባልን ባህጊ ከምዘለዎ ተዛሪቦም።

ኣይተ ደመቀ መኮነን ንምኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሶማሊያ ተራኺቦም ኣብ ክልቲኣዊ ረብሓ ክልቲአን ሃገራትን ቀጣናዊ ጉዳያትን ምዝታዮም ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.