Fana: At a Speed of Life!

ዞባ ደቡብ ወሎ ኣብ ወረዳታት ወረባቦን ተሁለደሬን ብወራር ህወሓት ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ )ዋና ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ውሕስና ምግቢ ዞባ ደቡብ ወሎ ኣብ ወረዳታት ወረባቦን ተሁለደሬን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ።

እቲ ቤት ፅሕፈት፥ 1 ሺሕ ኩንታል ሕሩጭ፣ 2 ሺሕ ሊትሮ ዘይቲ፣ 4 ኩንታል ንህፃናት ዝኸውን ሃናፂ ምግቢን 1 ሺሕ ኮርታን ኢዩ ንተጎዳእቲ ሓገዝ ገይሩ ዘሎ፡፡

ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ መሳይ ማሩ፥ እቲ ሓገዝ ኣብ ቀፃሊ እወርን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ምግላጦም ኣሚኮ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1 ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.