Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ምክልኻልን ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ስፔስ ሳይንስን ስራሕቲ ፕሮጀክት ምርምርን መፅናዕቲን ንምስራሕ ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ምክልኻልን ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ስፔስ ሳይንስን ብሓባር ስራሕቲ ፕሮጀክት ምርምርን መፅናዕቲን ንምስራሕ ስምምዕነት ኮንትራት ተፈራሪሞም።

ክልቲኦም ሃገር በቆል ትካላት እዋኑ ዝሓቶ ወታደራዊ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብምጥቃም ንኢትዮጵያ ልዑል ረብሓ ዘለዎም ፕሮጀክታት ንምስራሕ ኢዮም ኣብ ስምምዕ በፂሖም ዘለዉ።

እቲ ስምምዕነት ተወካሊ ዩኒቨርሲቲ ምክልኻል ኢትዮጵያ ኮ/ል ገዛሀኝ ፍቓዱን ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ስፔስ ሳይንስን ኣይተ ኣብዲሳ ይልማን ተፈራሪሞምዎ።

ኢኒስቲትዩት ስፔስ ሳይንስ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ዘጀምሮ ትምህርቲ ድህረ ምረቓ ኢንስቲትዩት ዩሮ ስፔስ ኢንጂነሪንግ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ምክልኻል ኢትዮጵያ ከምዘሳትፍ ምፍላጡ ካብ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.