Fana: At a Speed of Life!

ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ ዓውዲ ሰራዊት ምክልኻል ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ከምእትሰርሕ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ ዓውዲ ሰራዊት ምክልኻል ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ከምእትሰርሕ ገሊፃ።

ኣታሼ ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ ኢትዮጵያ ኮሎኔል ማርክ ባቫን፥ ሃገሮም ብቀረብን ዝተፈላለዩ ምትሕብባራትን ወተሃደራዊ ናውቲታት መስ ኢትዮጵያ ንምስራሕን ዓቕሞም ንምጥንኻርን ባህጊ ከምዘለዋ ሓቢሮም።

ወታደራዊ ኣታሼታት እታ ሃገር ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ብላቴ ዑደት ከምዝገበሩ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣዛዚ እቲ ማእኸል ኮሎኔል ቦጃ ኣጋ፥ ምስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሓቢረን ንምስራሕ ምስ ዝደሊያ ሃገራት ብሓባር ምስራሕ ግብረራዕዲታት ንምጥፋእን ተመክሮ ንምልውዋጥን ከምዝሕግዝ ኣብሪሆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.