Fana: At a Speed of Life!

ፈንድ ትረስት ዲያስፖራ ኢትዮጵያ 6 ነጥቢ 6 ሚሊየን ጓንትታት ኢድ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፈንድ ትረስት ዲያስፖራ ኢትዮጵያ 6 ነጥቢ 6 ሚሊየን ጓንትታት ኢድ ደገፍ ከምዝገበረ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ፍፁም ኣረጋ ኣፍሊጦም።

እቲ ፈንድ ትረስት ዲያስፖራ ኢትዮጵያ ንካልኣይ ግዘ ደገፍ ከምዝገበረ ብምግላፅ፥ እቲ ደገፍ ኣብ ምክልኻልን ምቁፅፅርን ቫይረስኮሮና ልዑል ግደ ከምዘለዎ ሓቢሮም።

ብሚኒስቴር ጥዕና ኣቢሉ መሪሕ ኮይኖም ነቲ ለበዳ ኣብ ምክልኻል ግደኦም ንዝዋፅኡ ዘለዉ ሰብ ሞያ ጥዕና ክወሃብ ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.