Fana: At a Speed of Life!

ፓርቲ ትንሳኤ ሰብዓ እንደርታን የዎላይታ ሕዝቦች ነጻነት ንቅናቄን ኣፍልጦ ረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንፓርቲ ትንሳኤ ሰብዓ እንደርታን “የዎላይታ ሕዝቦች ነጻነት ንቅናቄን” ኣፍልጦ ሂቡ።

እቲ ቦርድ ብመሰረት ብኣዋጅ ዝተውሃቦ ስልጣን፥ ንፓርቲ ፓርቲ ትንሳኤ ሰብዓ እንደርታ መረጋገፂ ወረቐት ምስክር ፓርትነት ፖለቲካ ክልል ከምዝሃቦ ተገሊፁ።

ንየዎላይታ ሕዝቦች ነጻነት ንቅናቄ ፓርቲ ድማ ሕጋዊ ሃገር ለኸ ፓርቲ ፖለቲካ ንክኸውን መረጋገፂ ወረቐት ምስክር ከምዝተውሃቦ ኣብቲ ቦርድ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.