Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ደብዳበ ሹመት ኣምባሳደራት 5 ሃገራት ተቐቢለን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴዩ ናይትድ ስቴትስ ሓዊሱ ደብዳበ ሹመት ኣምባሳደራት 5 ሃገራት ተቐቢለን።

እቲ ደብዳበ ሹመት ዘቕረቡ ኣምባሳደራት፥ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ጌታ ፓሲ፣  ኣምባሳደር ኬንያ ጀኤን ካማዑ፣ ኣምባሳደር ስዊዘርላንድ  ታማራ ሞና፣ ኣምባሳደር ቻድ መሃማት አሊ ሃሰንን ኣምባሳደር ጋምቢያ ከኒናባ ጃኜን ኢዮም።

እተን ፕሬዚዳንት ምስቶም ኣምባሳደራት ኣብ ርክብ ኢትዮጵያን  እተን ሃገራትን ብምድሃብ ተዛቲየን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.