Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ባይደን ብፆታዊ መጥቃዕቲ ዝተኸሰሰ ኣመሓዳሪ ኒውዮርክ ካብ ስልጣኑ ክወርድ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደንብፆታዊ መጥቃዕቲ ዝተኸሰሰ ኣመሓዳሪ ኒውዮርክ ካብ ስልጣኑ ንክወርድ ሓቲቶም።

እቲ ኣመሓዳሪ ሕጊ እቲ ግዝኣትን ፌደራልን ከም ዝጠሓሰ ዓቃቢት ሕጊ ለቲትያ ጄምስ ምስ ገለፃ ድሕሪ ሰዓታት እዮም ፕሬዚዳንት ባይደን ንተግባር እቲ ኣመሓዳሪ ኾኒኖም ተባሂሉ።

ኣመሓዳሪ ኩዋሞ ኣብ ዝሃቦ ምላሽ ግና፥ ንዝኾነ ሰብ ካብ ኣገባብ ወፃኢ ከም ዘይተንከፈን ኣብ ስርሑ ከም ዝቕፅልን ገሊፁ።

ፍልፍል፦ቢቢሲ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.