Fana: At a Speed of Life!

ፖሊሲ ዳያስፖራ ንምምሕያሽ ዘኽእል መፅናዕቲ ከምዝካየድ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ንዝሓለፉ 10 ዓመታት ኣብ ስራሕ ዝነበረ ፖሊሲ ዳያስፖራ ንምምሕያሽ ዘኽእል መፅናዕቲ ከምዝካየድ ገሊፁ።

ነዚ ጠሚቶም ዝካየዱ ዘለዉ መፅናዕቲታት ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ።

ኣገልግሎት ዳያስፖራ ምስ ዩኒቨርሲቲታት ጅማ፣ ወሎ፣ ሃዋሳን ጅግጅጋን ብምዃን መፅናዕቲ ንምክያድን ውፅኢት እቲ መፅናዕቲ ስዒቡ ፖሊሲ ንምምሕያሽ ኣብ 2013 ዓ.ም ሰነድ ስምምዕነት ፈሪሙ ኢን ውፅኢት እቲ መፅናዕቲ ስዒቡ ፖሊሲ ንምምሕያሽ ኣብ 2013 ዓ.ም ሰነድ ስምምዕነት ፈሪሙ ኢዩ።

ብመሰረት እዚ ብመተሓባባሪነት ዩንቨርስቲ ጅማ ንክልተ ዓማውቲ እንትካየድ ካብ ዝፀንሐ መፅናዕቲ ብተወሳኺ ብመተሓባባሪነት ዩንቨርስቲ ወሎ መፅናዕቲ ንምክያድ ዘኽአል ስምምዕነት ከምዝተኻየደ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.