Fana: At a Speed of Life!

135 ኢትዮጵያውያን ካብ ኦማን ናብ ሃገሮም  ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) 135 ኢትዮጵያውያን ካብ ኦማን ናብ ሃገሮም  ትማሊ ከምዝተመለሱ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።

ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆንስላ እቲ ሚኒስቴር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.