Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2020

ግብፂ ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ጉድኣት ከምዘየብፀሓለ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግብፂ ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ዝኾነ ይኹን ጉድኣት ከምዘየብፀሓለ ኣቐባሊ ቓል ሚኒስቴር ማይ እታ ሃገር መሓመድ ኣልሰበይሂ ተዛሪቦም። እቶም ኣቐባሊ ቓል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ግብፂ ክዙን ቃላይ ናስር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ብህራዊ ኮሚቴ ኢንቨስትመንትን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ብህራዊ ኮሚቴ ኢንቨስትመንትን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ተዛቲዮም። ቅንዲ ዕላማ እቲ ዘተ ድማ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተሳለጡ ተግባራት ብህራዊ ፈጠራ ዕድል ስራሕን ምግምጋምን ንዝቕፅል ዓመት ኣንፈት ምሃብን…

ጨፌ ኦሮሚያ ብር 90 ቢሊየን ኮይኑ ዝቐረበሉ በጀት ዓመተ 2013 እቲ ክልል ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ብር 90 ቢሊየን ኮይኑ ዝቐረበሉ በጀት መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ዓመተ 2013 ኣፅዲቑ። እቲ ጨፌ 5ይ ዓመት፣ 5ይ ዘበን ስራሕ፣ መበል 12 ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ኣዳማ ንኽልተ መዓልቲ ከሳልጥ ፀኒሑ ኢዩ። ኣብቲ ኣኼቡኡ ድማ…

ሱዳን ኣብ ግዝኣት ዳርፉር ተወሰኽቲ ወታደራት ከምተስፍር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሱዳንተወሰኽቲ ወታደራት ኣብ ግዝኣት ዳርፉር ከምተስፍር ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ኣፍሊጦም። ብቕድሚ ትማሊ ኣብቲ ከባቢ መንነቶም ዘይተፈለጡ ዕጡቓት ብዝፈፀሙዎ መጥቃዕቲ 60 ንፁሃን ዜጋታት ንሕልፈት ተቓሊዐም ኢዮም። ቅድም ክብል…

ቀ/ሚ ኣቢይ ብሓይሊ ኤሌክትሪክ ትሰርሕ መኪና ብህያብ ተበርኪቱሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ  ብሓይሊ ኤሌክትሪክ ትሰርሕ መኪና ካብ ኣካል ኩባኒያ ሃዩንዳይ ዝኾነ ማራቶን ሞተርስ ብህያብ ተበርኪቱሎም። እታ መኪና ሙሉእ ብሙሉእ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተገጣጠመት ፈላመይቲ መኪና ኢያ ተባሂሉ። ቀዳማይ…

ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣዲስ አበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓ ፓርቲ ኢዴፓ ዝኾኑ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም፡፡ ኣይተ ልደቱ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ቤት ፍርዲ ወረዳ ቢሸፍቱ ኢዮም ቀሪቦም። እቶም ተጠርጣሪ 23 ሰነ 2012 ዓ.ም ኣብ ከታተማ ቢሾፍቱ ንመናእሰይ ገንዘብ ብመሃብ ንጎንጺን…

ኮቪድ -19 ናይ ምምርማር ዓቕምና ኣጠናኺርና ኢና – ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዓቕሚ ምምርማር ኮቪድ 19 ከምዝተጠናኸረ ቀዳማይ ሚኒሰትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ትማሊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ “ካብ ሞንጎ መመርመሪ ኮቪድ-19 ዘገልግሉ ሓደ ሚሊየን…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 720 ሰባት እንትርከቡ 14 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 9 ሺሕን 527 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 720 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። 14 ሰባት ብሰንኪ እቲ ቫይረስ ህይወቶም ዝሰኣኑ…

ተጋሩ ሰብ ሃፍቲ ምስ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ፌደራልን ፈፀምቲ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቶም ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተጋሩ ሰብ ሃፍቲ ምስ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ፌደራልን ፈፀምቲ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቶም ተዛትዮም። ኣፍቲ ዘተ “መንግስቲ ፌደራል ከጥቀዐካ እዩ፣ ትግራይን ህዝባን ይግለሉ ኣለዉ ወዘተ ዝብሉ ፕሮፖጋንዳታት ኣብ…

ሰሜን ኮሪያ ፈላማይ ተጠርጣሪ ቫይረስ ኮሮና ምረካባ ስዒቡ ኣብ ከባቢ ዶብ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰሜን ኮሪያ ፈላማይ ተጠርጣሪ ቫይረስ ኮሮና ምረካባ ስዒቡ ኣብ ከባቢ ዶብ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጃ። እታ ሃገር ንፈለማ እዋን ብቫይረስ ኮሮና ዝተጠርጠረ ሰብ ከምዝተረኸበ ኣፍሊጣ። ቫይረስ ኮሮና ኣብ ዓለምና ብፍላይ ድማ ኣብ ቻይና ከተማ…