Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2021

ንሃገርና ኣድላዪ መስዋእትነት ንምኽፋል ድልዋት ኢና-ሰልጠንቲ ኮማንዶ ብላቴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሃገርና ኣድላዪ መስዋእትነት ንምኽፋልን ሃገር ንምድሓንን ድልዋት ኢና ክብሉ ሰልጠንቲ ኮማንዶ ብላቴ ገሊፆም። እቶም ሰልጠንቲ ሃገር ንምብታንን ሰላማ ንምዝራግን ይሓልሙ ምስ ዘለዉ ጉጅለታት ግብረ ራዕዲ ንምጥፋእ ከምዝተዳለዉ ኢዮም ገሊፆም።…

በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ንሃጋራት ኣፍሪካ ስልጠና ምሃብ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ብዘሃነፆ ማእኸል ስልጠና ንሃጋራት ኣፍሪካ ክእለት መሪሕነት ዝተብሃለ ስልጠና ንምሃብ ምድላው ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ። ካብ ኬንያ ንዝመፅ ሰልጠንቲ ኣብ ዝቐፅል ሰንበት ክቕበል ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ካብ 22 ጥቅምቲ…

ዝተሰንዘረልና መጥቃዕቲ ብምምካት ሉእላውነትን ሓድነትን ሃገርና ክንሕሊ ኢና- መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝሓለፉ 27 ዓመታት ዘበነ ስልጣኑ ብዙሓት ዜጋታት ንምከራን ምንግልታዕን ብምድራግ ሃፍቲ ሃገር እንትዘርፍን እንተዝርፍን ከምዝነበረ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ገሊፁ። ትህነግ ብውሽጢን ደገን ከምኡውን ብሓሳብ ኣብ መድረኽ…

ሰራሕተኛታት ኮርፖሬሽን ሽኮር ልዕሊ 42 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ኮርፖሬሽን ሽኮር ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልዕሊ 42 ነጥቢ 6 መሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም። እቲ ሓገዝ፥ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ወዩ ሮባ ንኣከቢ ኮሚቴ መተኣኻኸቢ ሓገዝ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር…

ስርዓት ርክብ መንግስታት ፌዴሪኢ ንምውሳን ዝተጣየሸ መድረኽ ርክብ ኣፈፀምቲ ሕጊ መንግስታት ፌዴራልን ክልልን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ርክብ መንግስታት ፌዴሪኢ ንምውሳን ብመሰረት ዝወፅአ ኣዋጅ ቁፅሪ  1231/2013 ዝተጣየሸ መድረኽ ርክብ ኣፈፀምቲ ሕጊ መንግስታት ፌዴራልን ክልልን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ኣብ ከተማ ባህርዳር ይዛተ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ቀዳማይ…

ብሽም ሓው ፈትለወርቀ ገ/እግዚኣብሄር ካብ ዝተቐመጠ ገንዘብ ንምውፃእ ዝፈተኑ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሽም ሓው ኣባል ግብረ ራዕዲ ህወሓት ፈትለወርቀ ገ/እግዚኣብሄር ካብ ዝተቐመጠ ገንዘብ 267 ሚሊየን ብር ገንዘብ ንምውፃእ ዝፈተኑ 10 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። በቲ ገበን ተጠርጢሮም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ካብ ዝወዓሉ ውልቀሰባት እቶም…

ልዕሊ 2 ሚሊየን ብር ካብ ባንኪ ዝዘረፉ ሰለስተ ተጠርጠርቲ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 2 ሚሊየን ብር ካብ ባንኪ ዝዘረፉ ሰለስተ ተጠርጠርቲ እቲ ገበን ምስ ፈፀሙ ኣብ ውሽጢ ሒደት ሰዓታት ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ ልዕሊ እቶም ተጠርጠርቲ ምርመራ ይግበር ከምዘሎ እውን ተገሊፁ። ዝተወደቡ ዘረፍቲ 17…

ፌስቡክ ሽሙ ናብ “ሜታ” ቀይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበራዊ ሚድያ ፌስቡክ ሽሙ ናብ ሜታ ከምዝቐየረ ብወግዒ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ጎድኒ ጎድኒ ማሕበራዊ ሚድያ ናብ 'ቨርችዋል ሪያሊቲ' ን ካልኦት ፅላታት ቴክኖሎጅን ይኣቱ ከምዘሎ’ውን ገሊፁ። ለውጢ ሽም ፌስቡክ ኣብቲ ትካል ዘሎ ለውጢ ዘርእይ እዩ…

ዶክተር ሊያ ኣብ ክልል ሶማሌ ዘሎ ኣወሃህባ ግልጋሎት ትካላት ጥዕና ዑደት ይገብራ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ኣብ ክልል ሶማሌ ዘሎ ኣወሃህባ ግልጋሎት ትካላት ጥዕና ዑደት ይገብራ ኣለዋ። እተን ሚኒስትር ኣብ ዞባ ኣፋፍ ወረዳ ኣውበሬ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ተረኺበን ኣብ ዓውዲ ጥዕና እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ተዓዚበን።…

ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጀስቲክን ኣብ ክልላት 7 ኣገልግሎታት ክህብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጀስቲክን ቅድመ ሐዚ ብበዓል መዚ ትራንስፖርት ኣቢሎም ኣብ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን እንትህቦም ዝነበረ 7 ኣገልግሎታት ከምዝህብ ተገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ምስ ኣመራርሓ ምምሕዳራት ከተማን ክልላትን ዓውዲ ትራንስፖርትን…