Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2021

ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ሳሚ ጃማል ኣብዱላህ ተዛቲዮም። ኣይተ ታገሰ ኣብ ዘተኦም፥ ክልተአን ሃገራት ዝፀንሐን ነዊሕ ታሪኽ ዘለወንን ሃገራት ስለዝኾና፥ ብኹለመዳይ ዓውዲታት…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣፅዋሩ እንትውድእ ብመልሓሱ ምትኳስ ጀሚሩ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣፅዋሩ እንትውድእ ብመልሓሱ ምትኳስ ከምዝጀመረ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ኣብዚ ሰሙን ብዝበፅሖ ከቢድ ውቅዒት ካብ ዝተበታተነ ወራሪ ሓይሊ፥ ብኣፃብዕቲ ዝቑፀሩ ብኣንፈት ቦሩ ሜዳ ኣብ ሩባታት፣ ጣሻታትን ገደላትን…

ከተማ ደሴ ሕዚ እውን ኣብ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ትርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ደሴ ሕዚ እውን ኣብ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ከምትርከብ መምርሒ ሰላምን ድሕንነትን እታ ከተማ ገሊፁ። ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ሰላም እታ ከተማ ንምርባሽ ናይ ሕሶት ወረ እናጋውሑ ዝነበሩ ልኡኻት እቲ ግብረ ራዕዲ ሓሳቦም እንተይተዓወተ ተሪፉ ኢዩ…

ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ኣሰቀቕቲ ገበናት ምፍፃሙ ላዕለዋይ ኣኽባሪ ሕጊ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዓለም ለኻዊ ድንጋገታት ሕጊን ሰብኣዊ ሕጊታትን ብምጥሓስ ኣሰቀቕቲ ገበናት ምፍፃሙ ላዕለዋይ ኣኽባሪ ሕጊ ኣፍሊጡ። እቲ ላዕለዋይ ኣኽባሪ ሕጊ ኣብቶም ዝተሓበሩ ቦታታት ዝተፈፀመ ገበን ምርመራን…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ህዝበ ውሳነ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ፅባሕ ውሳነ ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ህዝበ ውሳነ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መሰረት ብምግባር ፅባሕ ውሳነ ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ኣብ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ሓሙሽተ ዞባታትን ሓንቲ ወረዳን ባዕሎም ክኢሎም ብኽልልነት ንምውዳብ ህዝበ ውሳነ ኣካዪሮም…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ነፃ ክልል ኣየር ጁብቲ በረራ ኣየር ባሕሪ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ነፃ ክልል ኣየር ጁብቲ በረራ ፅዕነት ኣየር ባሕሪ ከምዘጀመረ ኣፍሊጡ። ካብ ወደባት ጅቡቲ ተበጊሱ ናብ ናይጀሪያ ሌጎስ ከተማ ዝበርርን 17 ቶን ኤሌክትሮኒክስን ናውቲ ገዛን ዝፀዓነ ቀዳማይ ኦፕሬሽን ፅዕነት ኣየር ባሕሪ…

ህንድን ጣሊያንን ምስ ኢትዮጵያ ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንድን ጣሊያንን ምስ ኢትዮጵያ ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ክልቲአን ሃገራት ገሊፆም። እቶም ሚኒስትራት ነዚ ዝበሉ፥ ኣይተ ደመቀ መኮነን መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ብምዃነ ምሿሞም…

ብብርኪ ሃገር መንግስታት ፌዴራልን ክልልን መድረኽ ርክብ ኣፈፀምቲ ሕጊ ዝተመሓላለፈ መግለፂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝፈፀሞ ተግባር ግብረ ራዕዲ ንምክልኻል ብዛዕባ ዝኽእለሉ ኩነታት ዘተ ብምግባር፣ ብብርኪ ሃገር መንግስታት ፌዴራልን ክልልን መድረኽ ርክብ ኣፈፀምቲ ሕጊ ዝተመሓላለፈ መግለፂ! ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦…

ፕሬዚዳንት ስዊዘርላንድ ንቀ/ሚ ኣቢይ ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ስዊዘርላንድ ቡር ጋይ ፓርሜሊን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብምምራፆም ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ታሕጓስ፥ ኣብ ቀፃሊ ክልቲአን ሃገራት በዝበለፀ ኣብ ዘጠናኽሩ…

ቻይና ኣብ ገማግም ባሕራ መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ተሃንፅ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ መጠን ሰደድ ካርቦን ንምንካይ ብዝብል ኣብ ገማግም ባሕራ ተርባይናት መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ እናሃነፀት ከምዝኾነት ኣፍሊጣ። ብምዃኑ ኣብ ቢጫ ባሕሪ 40 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ 150 ተርባይናት መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ…