Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

June 2023

መሸጣ ሰነድ ጨረታ መንበሪ ኣባይቲን ቦታታት ልምዓትን ኣዲስ ኣበባ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መሸጣ ሰነድ ጨረታ መንበሪ ኣባይቲን ቦታታት ልምዓትን ኣዲስ ኣበባ ብምዝዛም ብዕሊ ተኸፊቱ። እቲ ጨረታ ሓላፊ ቢሮ ምምሕዳር መሬትን ልምዓትን ኣዲስ ኣበባ ቀነአ ያደታ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ መዓልቲ ከምዝተኸፈተ ተሓቢሩ ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ…

መንግስቲ ኣብ ዲጂታል ልውውጥ ንግዲ ንሓለዋ መሰል ዓማዊል ፍሉይ ጠመተ ከምዝህብ ተገሊፁ

አዲስ አበባ፣ ግንቦት 24፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ዲጂታል ልውውጥ ንግዲ ንሓለዋ መሰል ዓማዊል ፍሉይ ጠመተ ከምዝህብ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። “ሓለዋ ዓማዊል ኣብ ዲጂታል ኢኮኖሚ” ብዝበል መሪሕ ቃል  ኤፍ.ኤስ.ዲ ኢትዮጵያ ዘሰናድኦ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስራሕቲ ምኽባር ሰብኣዊ መሰል ተጠናኺሮም ንክቕፅሉ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ዴሞክራሲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስራሕቲ ምኽባር ሰብኣዊ መሰል ተጠናኺሮም ንክቕፅሉ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣብ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዱ። ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ዴሞክራሲ እውነቱ አለነ፥  እቲ…

ኣሜሪካ፣ ጃፓንን ፊሊፒንስን ሓበራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ክገብራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ፣ ጃፓንን ፊሊፒንስን ሓበራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ክገብራ ኢየን። እቲ ልምምድ ብታሪክ ሰለስቲአን ሃገራት ንፈለማ እዋን ዘካይድኡ ዘለዋ ኢዩ ተባሂሉ። ኣሜሪካ ኣብቲ ዞባ  ወታደራዊ ዲፕሎማሲኣ ክብ ንምባልን ስትራቴጂያዊ ረብሓኣ ንምሕላውን…

ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ኤግዚብሽን ሳይንስ ግብርና ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ኤግዚብሽን ሳይንስ ግብርና ዑደት ኣሳሊጦም። ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ፣ ሚኒስትር ፕላንን ልማትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር)፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር…

ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሪዞርት ሃላላ ኬላ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ተረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ  ክልላዊ መንግስቲ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሪዞርት ሃላላ ኬላ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ተረኪቡ። መንግስቲ እቲ ክልል፥ ናይ ፕሮጀክት ንሃገር ኣካል ዝኾነ ኣብ ክላስተር ፕሮጀክት ኮይሻ ዝለምዕ ዘሎ ሪዞርት ሃላላ ኬላ ኢዩ ተረኪቡ።…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ በዓለ ሹመት ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ተረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ በዓለ ሹመት ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ኣሕመድ ቲኑቡ ተረኺበን። ኣብቲ ስነስርዓት ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ፃንሒተን…