Fana: At a Speed of Life!

230 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝግበረሉ ህንፀት ፕሮጀክት ፅይ መስተ ማይን ሳኒቴሽንን ወሊሶ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)230 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝግበረሉ ህንፀት ፕሮጀክት ፅይ መስተ ማይን ሳኒቴሽንን ወሊሶ ስራሕ ጀሚሩ።

ህንፀት እቲ ፕሮጀክት፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋን ኣጀሚሮምዎ።

ንህንፀት እቲ ፕሮጀክት 230 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝግበረሉ እንትኸውን፥ ካብ ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓት ዝተረኸበ ገንዘብ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

“ጂቲፒ” ዝተብሃለ ሃገር በቆል ትካል ህንፀቱ ዘካይዶ እንትኸውን፥ ጂ ኢ ዲ ኤ ጂ ዝተብሃለ ኣማኻሪ ትካል ድማ ናይ ምምኻር ስራሕ ከምዝሰርሕ ግዜኢ ፀብፂቡ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.