Fana: At a Speed of Life!

240 ሺሕ ንዝኾኑ ተመረቕቲ ዩንቨርስታት መውፅኢ ፈተና ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)240 ሺሕ ንዝኾኑ ተመረቕቲ ዩንቨርስታት መውፅኢ ፈተና ንምሃብ ከምዝተዳለወ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ።

ሚኒስትር ትምህርቲ  ብርሃኑ ነጋ(ፕሮፌሰር)፥ ኣብ 2015 ዓ.ም ብ2ቀዳማይ ዲግሪ ንዝምረቑ ተምሃሮ መውፅኢ ፈተና ንምሃብ ብሉ -ፕሪንት ተሰናዲኡ ኣሎ ኢሎም።

ሪቂቕ መምርሒ ተመን ክፍሊት ምድላዉ እውን ሎሚ መዓልቲ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘቕረብዎ ፀብፃብ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.