Fana: At a Speed of Life!

63 ፍረ ኮኬይን ኣብ ከተማ ባህርዳር ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)63 ፍረ ኮኬይን ኣብ ከተማ ባህርዳር ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተገሊፁ።

እቲ ኮኬይን ኦፊሰራት ሓበሬታ ብሔራዊ ኣገልግሎት ሓሬታን ድሕንነትን ብዝገበሩዎ ሚስጢራዊ ክትትል ኢዩ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ፡፡

መበገሲኣ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝገበረት ተሸከርካሪት ተፃዒኑ እናተጓዘ ዝነበረ መዕወኒ ሓሽሽ ከምዝኾነ ነቲ ሓበሬታ ቅርበት ዘለዎም እሙናት ፍልፍላት ኣረጋጊፆም።

እቲ ኮኬይን ንመሓዝ ኣብ ዝተገበረ ዝተዋደደ ክትትል÷ ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ከምዝተሳተፈን ሓደ ኣዘዋዋሪ እውን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ክውዕል ከምዝኸኣለን ተሓቢሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.