Fana: At a Speed of Life!

መበል 39 ፍሉይ ጉባኤ መራሕቲ ኢጋድ ኣብ ኬንያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 39 ፍሉይ ጉባኤ መራሕቲ ትካል በይነ-መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኢጋድ ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ጉባኤ መራሕቲ ኣብቲ ጉባኤ ኣብቲ ከባቢ ዘጋጠመ ድርቂ ምፅዋር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት፣ ኣብ ጉዳይ ሰላምን ፀፅታን ክዛተዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ሎሚ መዓልቲ ናይሮቢ ምእታዎም ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.