Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዕላዊ ዑደት ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ፣ኣበባ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪዕላዊ ዑደት ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት፥ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራትን ካልኦት ከባቢያዊ ጉዳያትን ኣድሂቦም ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃን ኣይተ ደመቀ መኮንን ክዛተዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ብፍሬህይወት ሰፊው

ከባኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.