Fana: At a Speed of Life!

ብዝነኣድ ስራሕቲ ሙዚቃ ፒያኖ ዝፍለጣ እማሆይ ፅጌማርያም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝነኣድ ስራሕቲ ሙዚቃ ፒያኖ ዝፍለጣ እማሆይ ፅጌማርያም ገብሩ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊየን።

እማሆይ ፅጌማርያም ኣብ ኢትዮጵያ ቀዳመይት መቀናበሪት ቫዮሊንን ፒያኖን ከምዝነበራ ይዝረብ።

እማሆይ ፅጌማርያም ካብ ኣቦአን ኣይተ ገብሩ ደስታ እነአን ወይዘሮ ካሳዬ የለምቱን ብ1916 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተወሊደን።

ብቁልዕነተን ንትምህርቲ ኣብ ዝኸደኣ ስዊዘርላንድ ፒያኖ ተማሂረን።

ድሕሪ ምምላስ ትምህርቲ ድማ ኣብ 19 ዓመተን ናብ ገዳም ወሎ ግሸን ማርያም ብምኻድ፤ ኣብ 21 ዓመተን ምንኩስና ተቐቢለን።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.