Fana: At a Speed of Life!

ትዋግኡ ዘለኹም ንግበረ ራዕዲ ጥራሕ ዘይኮነስ ገናሕቱ እውን ኢዩ – ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ትዋግኡ ዘለኹም ንግበረ ራዕዲ ጥራሕ ዘይኮነስ ገናሕቱ እውን ኢዩ” ክብሉ ኣብ ሚኒስቴር ምክልኻል ዋና መተሓባበሪ ስራሕቲ ህንፀት ሰራዊት ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም።

ሌተናል ጄነራል ባጫ ደበሌ ኣብ ግምባር ጭፍራ ተረኺቦም ንኣባላት ሰራዊት ምክልኻል መደረ ኣስሚዖም።

ኣብ መደረኦም ድማ እቶም ኣባላት ሰራዊት ጀጋኑ ከምዝኾኑ ብምግላፅ፤ “ትዋኡ ዘለኹም ንግበረ ራዕዲ ጥራሕ ዘይኮነስ ንገናሕቱ እውን ኢዩ” ኢሎም።

ውሽጣዊ ሓይሊታት ንናይ ወፃኢ ወኪል ኮይኖም ንኢትዮጵያ ኣብ ዝወግኡሉ እዋን ብሓድነት ተላዒልና ንግብረ ራዕዳውያን ክንስዕሮም ኢና ክብሉ ኣገንዚቦም።

እዚ ወለዶ ኣብዚ ታሪኻዊ እዋን ግብረ ራዕዲ ናይ ምቕባር ዕድል ብምርካቡ ክሕጎስ ይግባእ ምባሎም ካብ ሰራዊት መክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባን ኣትሌት ሻለቃ ሃይሌ ገብረስላሴን ኣብቲ ቦታ ተረኺቦም ንሰራዊት ኣበረታቲዖም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.