Fana: At a Speed of Life!

ንሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ዝኸውን ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ተገይሩ

ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ህፃናት(ዩኒሴፍ)ንሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ዝኸውን ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ገይሩ።

ዩኒሴፍ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ሒሳቡ ከምዝበሎ፥  ናብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ናውቲታት ሕክምና ናይ ምክፍፋል ከይዲ ተጠናኺሩ ቀፂሉ ኣሎ።

ብመሰረት እዚ ትማሊ ንሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ዘገልግሉ ንሃንደበታዊ ሕክምና መመርመሪ ዝኾኑ ኪታትን ዝተፈላለዩ መድሓኒታትን ደገፍ ተገይሩ ኣሎ።

ብተወሳኺ መሳርሒታት መዋልዳን፣ ህፁፅ ሓገዝ ንዘድሊዮም ህፃናትን ደቂ ኣኒስቲዮን ዘገልግሉ ሃነፅቲ ምግብታትን ፃባን ከምኡውን ተወሰኽቲ እታዎታት ከምዘረከበ ገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.