Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ፀሓፊ ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ ማርቲን ግሪፍትስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣  23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምክትል ፀሓፊ ሰብኣዊ ጉዳያትን ኣተሓባባሪ ሓገዝ ህፁፅ ግዜን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ማርቲን ግሪፍትስ ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ውሕመ ካብ 1984 ዓ.ም . ፈ. ጀሚሩ ኣብ ሃገርና ሰብኣዊ ደገፍ ብምግባርን ዓቕሚ ሓደጋን ድልውነትን ንክጉልብት ኣብ ምግባርን ውፅኢታዊ ስራሕ ብምስርሑ ኣይተ ደመቀ አመስጊኖም።

ይኹን እንበር ኣብ ትግራይ ዝተገበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ብብርኪ ዋና ቤት ዕዩኡ ይኹን ኣብዛ ሃገር ኣብ ዘሎ ወኪል ቤት ፅሕፈት በቲ ዝድለ ደረጃ ደገፍ ከምዘይገበረ ኣይተ ደመቀ ተዛሪቦም።

ኣብ ትግራይ ምስ ዘሎ ኩነታት ብዝተተሓሓዘ ተኣማኒነት ዘይብሎም መግለፂታትን ፀብፃባትን ብምቕራብ ውድቦም ንዝተፃወቶ ኣሉታዊ ተግባር ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ዘሕዘነ ከምዝኾነ ኣረዲኦም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.