Fana: At a Speed of Life!

ከተማ ናይሮቢ ብኤሌክትሪክ ትሰርሕ ፈላመይቲ ኣውቶብስ ኣፋሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይሮቢ ብኤሌክትሪክ ትሰርሕ ኣብታ ሃገር ፈላመይቲ ዝኾነት ኣውቶብስ ኣፋሊጣ።

እታ ከተማ ብሓይሊ ኤሌክትሪክ እትሰርሕ ኣውቶብስ ምጥቃም ምጅማራ ለውጢ ክሌማ ኣብ ምክልኻል ልዑል ግደ  ከምዘለዎ ተገሊፁ።

ኣብ ናይሮቢ ዝነበር ሮም ዝተብሃለ ኩባኒያ ክሳብ 77 ተጓዓዝቲ ተሳፍር ኣውቶብስ ዕላዊ ገይሩ።

እታ ኣውቶብስ ብሓይሊ ኤልክትሪክ ቻርጅ ምስተገበረት ብዘይ ምቁራፅ 360 ኪሎ ሜትሮ ምጉዓዝ ከምእትኽእል ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.