Fana: At a Speed of Life!

ዓመታዊ ክብረ በዓል ንግሰት ግሸን ደብረ ከርቤ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ክብረ በዓል ንግሰት ግሸን ደብረ ከርቤ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ በዓል 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ጎብነይቲ ከምዝተሳተፉ ቤት ፅሕፈት ባህሊን ቱሪዝምን ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ኣምባሰል ገሊፁ።

ሰዓብቲ እምነት ኦርቶዶክስ ሃይማኖታዊ ስርዓት ብዝሓለወ መገዲ ፈጣሪኦም ብምምስጋን የኽብርዎ ከምዘለዉ ተሓቢሩ።

ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ናብቲ ክብረ በዓል ዝመፅኡ ምእመናን፥ እቲ በዓል ብዘይምንም ፀገም የኽብሩ ከምዘለዉ ተገሊፁ።

እቲ በዓል ብሰላም ንክኽበር ህዝበ ክርስቲያን፣ ነበርቲ እቲ ከባቢን ኣካላት ፀፅታን ብምውዳድ ዘካይድዎ ተግባር ውፅኢታዊ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.