Fana: At a Speed of Life!

ጎንፂታት ኣብ ዘለዉሎም ዩኒቨርሲቲታት እናምሀሩ ዝነበሩ መምህራን ንኽምዝገቡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲታት መቐለ፣ ዓዲግራት፣ ኣኽሱም፣ ራያን ወልድያን እናምሀሩ ዝነበሩ መምህራን ናብ ካልኦት ዩኒቨርሲቲታት ብግዚያነት ምምዳብ ንኽከኣል ንኽምዝገቡ ሚኒስቴር ትንህርቲ ፀዊዑ።

ብምዃኑ ኣብተን ዩኒቨርሲቲታት እናምሀሩ ዝነበሩ መምህራን ኩሎም ካብ ፅባሕ 22 ክሳብ 24 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ኣብ ፌስ ቡክ ገፅ እቲ ሚኒስቴር ዝርከብ ሊንክ ብምጥቃም ንኽምዝገቡ ፃውዒት ምቕራቡ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.