Fana: At a Speed of Life!

“ሃገረይ ካብ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ንምክልኻል ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ደው ክብል ኢየ!” ብዝብል መሪሕ ቃል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ሃገረይ ካብ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ንምክልኻል ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ደው ክብል ኢየ!” ብዝብል መሪሕ ቃል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ ቤት ፅሕፈት ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ዝተዳለወ መድረኽ እንትኸውን፥ ኣብ ሆቴል ኢንተር ኮንቲነንታል ኢዩ እናተሳለጠ ዝርከብ፡፡

ኣብቲ መድረኽ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ተረኺበን፡፡

ብተወሳኺ ደቂ ኣንስትዮ ኣመራርሓ እታ ከተማ፣ ላዕለዎት ደቂ ኣንስትዮ ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻልን ፖሊስን ከምኡ እውን ውዳበ ደቂ ኣንስትዮ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስታፈን ካብ ሰራዊት ምክልኃል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.