Fana: At a Speed of Life!

ሓምሻይ ፍሉይ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምሻይ ፍሉይ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ተሳሊጡ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተለዓሉሎም ሕቶታት ኣብቲ ባይቶ ተረኺቦም ምላሽን መብርሂን

ሂቦም ኢዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ቫይረስ ኮሮና ኣብዚ ሕዚ እዋን ዘሎ ኩነታትን እቲ ተላባዲ ሕማም ንምክልኻል ዝግበር ዘሎ ምንቅስቓስን ኣድሂቦም መብርሂ ሂቦም።

ብተወሳኺ ምስ ሃገራዊ መረፃ፣ ሕርሻን ቀረብ እታወታትን ተተሓሒዞም ዘለዉ ስራሕቲ ኣመልኪቶም ዝተልዓሉ ሕቶታት መብርሂ ተዋሂቡዎም ኢዩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.